እግረ ጽሑፍ
a እቲ ዓርቢ ምሸት 19 ሚያዝያ 2019 ዚብዓል ዝኽሪ ሞት ክርስቶስ፡ ኣብ ምሉእ ዓመት እቲ ልዕሊ ዅሉ ኣገዳሲ ዝዀነ ኣኼባ እዩ። ግናኸ፡ ኣብቲ ኣኼባ እቲ ኽንእከብ ዚድርኸና እንታይ እዩ፧ ንየሆዋ ባህ ከነብሎ ኸም እንደሊ መሸም ኣየጠራጥርን እዩ። ኣብዛ ዓንቀጽ እዚኣ፡ ኣብቲ በዓል ዝኽርን ኣብ ሰሙናዊ ኣኼባታትናን ምእካብና ብዛዕባና እንታይ ከም ዚብል ክንምርምር ኢና።