እግረ ጽሑፍ d መግለጺ ስእሊ፦ ገሊኦም ኣብቲ መጽናዕቲ ግምቢ ዘብዐኛ ዚሳተፉ ዝነበሩ ኣባላት ጉባኤ፡ በበይኑ ዅነታት እኳ እንተ ኣለዎም፡ ነቲ ንኣኼባ ዚኸውን ትምህርቲ ግዜ መዲቦም የጽንዕዎ።