እግረ ጽሑፍ
a ኵላትና ኸም ዳዊት እቲ ዘማሪ፡ ንየሆዋ ነፍቅሮ ኢና፡ ክንውድሶ እውን ንደሊ ኢና። ምስ ኣባላት ጉባኤና ንኣምልኾ ኽንእከብ ከለና፡ ንኣምላኽ ዘላትና ፍቕሪ ንምግላጽ ፍሉይ ኣጋጣሚ ንረክብ ኢና። ገሌና ግና ኣብ ኣኼባታትና ሓሳብ ምሃብ ይኸብደና እዩ። ከምኡ ዓይነት ጸገም ዜጋጥመካ እንተ ዀይኑ፡ እዛ ዓንቀጽ እዚኣ ንፍርህኻ ኸተለልዮን ከተሰንፎን ክትሕግዘካ እያ።