ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት ግምቢ ዘብዐኛ
ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት
ግምቢ ዘብዐኛ
ትግርኛ
  • መጽሓፍ ቅዱስ
  • ሕታማት
  • ኣኼባታት

እግረ ጽሑፍ

b ንጹር ጾታዊ መልእኽትታት፡ ስእልታት፡ ወይ ቪድዮታት ብሞባይል ምልኣኽ፡ ሰክስቲንግ ተባሂሉ ይጽዋዕ እዩ። ከከም ዝርዝር ተግባራቱ፡ ፍርዳዊ ስጕምቲ ኺውሰደሉ ይከኣል እዩ። ኣብ ገሊኡ መዳያት፡ ኣብ ሰክስቲንግ እተሳተፉ ዘይባጽሑ መንእሰያት ብጾታዊ ገበን ተኸሲሶም እዮም። ዝያዳ ሓበሬታ እንተ ደሊኻ፡ ናብ ወብሳይት jw.org ኣቲኻ፡ “መንእሰያት ዚሓትትዎ—ብዛዕባ ሰክስቲንግ እንታይ ክፈልጥ ኣሎኒ፧” ዘርእስታ ዓንቀጽ (እንግሊዝኛ) ኣንብብ። (ኣብ ትሕቲ BIBLE TEACHINGS > TEENAGERS ርአ።) ወይ ከኣ ኣብ ናይ ሕዳር 2013 ንቕሑ!፡ ኣብ ገጽ 4-5 ዝወጸት፡ “ንውሉድካ ብዛዕባ እቲ ብሞባይል ዚለኣኽ ብዕሉግ ነገራት ብኸመይ ከም እተዘራርቦ” ዘርእስታ ዓንቀጽ ርአ።

ሕታማት ትግርኛ (1982-2025)
ውጻእ
እቶ
  • ትግርኛ
  • ስደድ
  • ኣማራጺታት
  • Copyright © 2026 Watch Tower Bible and Tract Society of Pennsylvania
  • ውዕል ኣጠቓቕማ
  • ፖሊሲ ምስጢራውነት
  • ግላዊ መሳርዕ
  • JW.ORG
  • እቶ
ስደድ