እግረ ጽሑፍ
b እቲ ፍርሃት ኣምላኽ ዝነበሮ ኣቦ ኖህ ዝዀነ ላሜክ፡ ቅድሚ ማይ ኣይሂ ኣስታት ሓሙሽተ ዓመት ኣቐዲሙ እዩ ሞይቱ። ማይ ኣይሂ ኺጅምር ከሎ ኣደን ኣሕዋትን ኖህ ብህይወት እንተ ነይሮም፡ ካብ ጥፍኣት ኣይደሓኑን ማለት እዩ።