እግረ ጽሑፍ a እታ ዲያቦሎስ እትብል ናይ ግሪኽኛ ቓል፡ “ሓማዪ” ወይ “መካፍኢ” ዚብል ትርጉም ኣለዋ። እዛ ቓል እዚኣ ድማ ኣብ መጽሓፍ ቅዱስ ነቲ ንኣምላኽ ዚሓሚ ሰይጣን እተዋህበቶ ስም እያ።