እግረ ጽሑፍ
b እቲ ቤት ትምህርቲ፡ ሕጂ ብቤት ትምህርቲ ወንጌላውያን መንግስቲ ኣምላኽ ተተኪኡ እዩ። ነቲ ብቕዓታት ዜማልኡ ኣብ ወጻኢ ሃገር ዜገልግሉ ናይ ምሉእ ግዜ ኣገልገልቲ፡ ኣብቲ እተወልዱሉ ሃገር ወይ እቲ ቤት ትምህርቲ ብቛንቋ ኣዲኦም ኣብ ዚካየደሉ ኻልእ ሃገር፡ ኣብዚ ቤት ትምህርቲ እዚ ኺካፈሉ ኺሓትቱ ይኽእሉ እዮም።