እግረ ጽሑፍ b እቲ ሆርሞን ዘለዎ ሉፕ፡ ንውሽጣዊ ኽፋል ማሕጸን ስለ ዜጽብቦ፡ ሓድሓደ ግዜ ንምርዑዋት ኰና ንዘይምርዑዋት ደቂ ኣንስትዮ፡ ነቲ ኣዝዩ ኸቢድ ጻግነአን ንምቍጽጻር ይእዘዘለን እዩ።