እግረ ጽሑፍ
a ሃገራዊ ኣገልግሎት ጥዕና ዓዲ እንግሊዝ ከም ዝገለጾ፡ “ዝያዳ ነሓሲ ዘለዎ ሉፕ ልዕሊ 99% ውጽኢታዊ እዩ። እዚ ኸኣ፡ ኣብ ሓደ ዓመት፡ ካብተን ሉፕ ዚጥቀማ 100 ደቂ ኣንስትዮ፡ ካብ ሓደ ዚውሕዳ ጥራይ እየን ዚጠንሳ ማለት እዩ። ዝወሓደ ነሓሲ ሉፕ፡ ዝወሓደ ውጽኢት ኣለዎ።”