እግረ ጽሑፍ a ሃና እቲ እትወልዶ ሕጻን ምሉእ ዕድሚኡ ናዝራዊ፡ ማለት ንቕዱስ ኣገልግሎት የሆዋ እተፈልየን እተወፈየን ከም ዚኸውን እያ ተመባጺዓ።—ዘሁ. 6:2, 5, 8።