እግረ ጽሑፍ b ብተመሳሳሊ፡ ሰባት ንሬሳ ሙሴን የሱስን ብኸምዚ ዝኣመሰለ ዘይግቡእ መገዲ ምእንቲ ኸይጥቀሙሉ፡ ኣምላኽ ንሬሳኦም ሰዊርዎ እዩ።—ዘዳግም 34:5, 6፣ ሉቃስ 24:3-6፣ ይሁዳ 9።