እግረ ጽሑፍ b ኣምላኽ ንህይወት ወዱ የሱስ ካብ ሰማይ ናብ ማሕጸን ማርያም ኣመሓላለፎ፣ በዚ ኸኣ ጠነሰት። ናይ ኣምላኽ መንፈስ ቅዱስ ድማ የሱስ ካብ ማርያም ዘይፍጽምና ኸይወርስ ኣዕቈቦ።—ሉቃስ 1:31, 35።