እግረ ጽሑፍ
b ጢሞቴዎስ፡ ብመሰረት እቲ ጳውሎስ ዘቕረበሉ ምሕጽንታ፡ ኪግዘር እውን ፍቓደኛ እዩ ነይሩ። ከምኡ ዝገበረ ኸኣ ክርስትያናት ኬማልእዎ ዜድልዮም ብቕዓት ስለ ዝነበረ ዘይኰነስ፡ ጳውሎስ፡ ኣቦ ጢሞቴዎስ ካብ ኣህዛብ ብምዃኑ፡ እቶም ዚሰብኩሎም ኣይሁድ ነዚ መንእሰይ እዚ ኺቃወምሉ ዜኽእሎም ምኽንያት ኪረኽቡሉ ስለ ዘይደለየ እዩ።—ግብሪ ሃዋርያት 16:3።