እግረ ጽሑፍ
b ንጉስ ንኣይሁድ ብኻልአይቲ መዓልቲ እውን ነቶም ዝተረፉ ጸላእቶም ኬጽንትዎም ፈቐደሎም። (ኣስቴር 9:12-14) ኣይሁድ ካብ ሽዑ ኣትሒዞም፡ ነታ መዓልቲ ዓወት እቲኣ ኣብ ነፍሲ ወከፍ ጽድያ ኣብ በዓል ጱሪም የብዕልዋ ኣለዉ። እዚ ስም እዚ፡ ካብቲ ሃማን ንእስራኤል ንምጽናት ዘውደቖ ዕጭ ወይ ጱር እተወሰደ እዩ።