እግረ ጽሑፍ
d እዚ ጀሮም ብ383 ድ.ክ. ዘምጽኦ ሓሳብ፡ ኣብቶም ማርያም ኣብ መላእ ህይወታ ድንግል ከም ዝነበረት ዚኣምኑ ሰባት ህቡብ ኰነ። ጀሮም ጸኒሑ ነዚ ርእይቶ እዚ ኸም ዚጠራጠረሉ እኳ እንተ ገለጸ፡ ብዙሓት ሰባት ግን፡ እንተላይ ካቶሊካዊት ቤተ-ክርስትያን፡ ነዚ ኣረኣእያ እዚ ኽሳዕ ሕጂ ይኣምኑሉ ኣለዉ።