እግረ ጽሑፍ
a ሓድሓደ ግዜ እዛ ጥቕሲ እዚኣ፡ እታ ኣደ እንተ ሞይታ ጥራይ ናይ ሞት መቕጻዕቲ ኸም ዚፍረድ ብዚገልጽ መገዲ ትትርጐም እያ። በዅሪ ጽሑፋት እብራይስጢ ኸም ዚሕብሮ ግን፡ እቲ ሕጊ ብዛዕባ እቲ ኣብ ኣደ ወይ ኣብ ጥንሳ ዜጋጥም ሞት ዜስዕብ ጕድኣት እዩ ዚዛረብ ነይሩ።