ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት ግምቢ ዘብዐኛ
ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት
ግምቢ ዘብዐኛ
ትግርኛ
  • መጽሓፍ ቅዱስ
  • ሕታማት
  • ኣኼባታት

እግረ ጽሑፍ

c እታ “ዓሳ” እትብል ናይ እብራይስጢ ቓል ናብ ግሪኽ ክትትርጐም ከላ፡ “ዓብዪ እንስሳ ባሕሪ” ወይ “ገዚፍ ዓሳ” ተባሂላ ተተርጒማ ኣላ። እንታይ ዓይነት ፍጥረት ባሕሪ ኸም ዝወሓጦ ብልክዕ ኽንፈልጥ ዘይንኽእል እኳ እንተ ዀንና፡ ኣብ ባሕሪ መዲተራነያን ምሉእ ሰብኣይ ኪውሕጡ ዚኽእሉ ዓይነት ከልቢ ዓሳ (ሻርክ) ኸም ዘለዉ ግን ይፍለጥ እዩ። ኣብ ካልእ ቦታታት፡ ዝዓበዩ ዓይነት ከልቢ ዓሳ ኣለዉ፣ ዌል ሻርክ ዚበሃል ሓደ ዓይነት ከልቢ ዓሳ፡ ንውሓቱ ኽሳዕ 15 ሜተር ወይ ካብኡ ንላዕሊ ኺበጽሕ ይኽእል እዩ።

ሕታማት ትግርኛ (1982-2025)
ውጻእ
እቶ
  • ትግርኛ
  • ስደድ
  • ኣማራጺታት
  • Copyright © 2026 Watch Tower Bible and Tract Society of Pennsylvania
  • ውዕል ኣጠቓቕማ
  • ፖሊሲ ምስጢራውነት
  • ግላዊ መሳርዕ
  • JW.ORG
  • እቶ
ስደድ