እግረ ጽሑፍ a ብ1973 ዩኒቨርሲቲ የል ዘሕተሞ ሓድሽ ትርጕም እቲ ኦን ክርስችያን ዶክትሪን ነቲ ሚልተን ኣብቲ በዅሪ ላቲን ጽሑፉ ዘዳለዎ ሓሳባት ብዝሓሸ መገዲ የነጽሮ እዩ።