እግረ ጽሑፍ
a ሓብትና ሞርጉ ናብ ፈረንሳ ተመሊሳ ኻብኡ ንሓምሻይ ግዜ ናብ ቶጎ ኸደት: ካብ 6 ጥቅምቲ 2003 ክሳዕ 6 ለካቲት 2004 ከኣ ኣብኡ ጸንሐት። እቲ ዜሕዝን ግን ብሰንኪ ጥዕናኣ: ኣብዚ ኣገባብ እዚ: እቲ ጕዕዞ እቲ ናብ ቶጎ እትገብሮ ናይ መወዳእታ ጕዕዞ ኪኸውን ይኽእል እዩ። ይኹን እምበር: እቲ ንየሆዋ ንምግልጋል ዘለዋ ሓያል ባህጊ ኣይጠፍአን።