እግረ ጽሑፍ
c እቲ መጀመርታ እተደርሰ ዜማታት ቬዳ: ዳርጋ 3,000 ዓመት ይገብር ከም እተቐናበረን ብኣፍ ከም እተመሓላለፈን እዩ ዚንገር። ፒ. ከይ. ሳራትኩማር ኣብታ ኤ ሂስትሪ ኦቭ ኢንድያ ዘርእስታ መጽሓፉ “ኣብ መበል ዓሰርተው ኣርባዕተ ዘመን ዓ.ም. እዩ ቬዳ ኣብ ጽሑፍ ዝሰፈረ” በለ።