ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት ግምቢ ዘብዐኛ
ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት
ግምቢ ዘብዐኛ
ትግርኛ
  • መጽሓፍ ቅዱስ
  • ሕታማት
  • ኣኼባታት

እግረ ጽሑፍ

c “ጸሓይ በሪቓ” ከምኡውን “ጸሓይ ዓሪባ” ኽንብል ከለና: ብስነ-ፍልጠታዊ መዳይ ጌጋ ቓላት ኢና እንጥቀም ዘሎና። እንተዀነ ግን: ካብ ምድሪ ዄንና ንርኢ ስለ ዘለና: ኣብ መዓልታዊ ዘረባ እዚ ቓላት እዚ ተቐባልነት ዘለዎን ቅኑዕን እዩ። እያሱ እውን ብተመሳሳሊ ብዛዕባ ስነ-ኰዀብ ኣይኰነን ዚዛረብ ነይሩ: የግዳስ ነቲ ዚርእዮ ዝነበረ ፍጻመታት ከም ዘለዎ እዩ ገሊጽዎ።

ሕታማት ትግርኛ (1982-2025)
ውጻእ
እቶ
  • ትግርኛ
  • ስደድ
  • ኣማራጺታት
  • Copyright © 2026 Watch Tower Bible and Tract Society of Pennsylvania
  • ውዕል ኣጠቓቕማ
  • ፖሊሲ ምስጢራውነት
  • ግላዊ መሳርዕ
  • JW.ORG
  • እቶ
ስደድ