እግረ ጽሑፍ
a ኣብ ሳልሳይ ዘመን ቅ.ኣ.ዘ. ኣብ ሳሞስ ዚነብር ዝነበረ ኣርስጣርኮስ ዚበሃል ግሪኻዊ: ጸሓይ ኣብ ማእከል ቆዝሞስ ከም ዘላ ዚሕብር ክልሰ-ሓሳብ ኣቕረበ። ኣሪስቶትል ዘቕረቦ ሓሳባት ዝሓሸ ጌርካ ስለ እተራእየ ግን እቲ ኣርስጣርኮስ ዘቕረቦ ሓሳብ ተነጽገ።