እግረ ጽሑፍ a ማቴዎስ ብዛዕባ ወለዶ የሱስ ኣብ ዝጸሓፎ ጸብጻብ: ነርባዕተ ኣንስቲ ብስም ጠቒስወን ኣሎ። እዚኣተን ከኣ ትእማር: ራኬብ (ረሃብ): ሩት: ከምኡውን ማርያም እየን። ኣርባዕቲአን ኣብ ቃል ኣምላኽ ኣኽቢርካ እየን ዝርኣያ።—ማቴዎስ 1:3, 5, 16