እግረ ጽሑፍ
a ሰበይቲ ባህ ዝበላ ሃይማኖት ናይ ምስዓብ መሰል ኣለዋ: እዚ ድማ ኣብ ክርስትያናዊ ኣኼባ ናይ ምክፋል መሰል እውን ዘጠቓልል ኢዩ። ኣብ ገሊኡ ዅነታት እቲ ሰብኣይ በዓልቲ ቤቱ ናብ ኣኼባ ኽትከይድ ከላ ነቶም ንኣሽቱ ደቁ ኣብ ገዛ ክሕልዎም ፍቓደኛ ኸይከውን ይኽእል: ስለዚ እታ ኣደ ምስኣ ናብ ኣኼባታት ክትማልኦም ትግደድ ኢያ።