እግረ ጽሑፍ c ሉዊ ዝብል ስም ካብ ክሎቪስ ኢዩ መጺኡ: 19 ነገስታት ፈረንሳ ኸኣ (ንሉዊ መበል 17ን ሉዊ ፊሊፕን እውን ሓዊስካ) በዚ ስም እዚ ተሰምዮም ኢዮም።