እግረ ጽሑፍ a ሞኖተሊቲዝም ዝብሃል ሰረተ-እምነት: ክርስቶስ ከም ኣምላኽን ሰብን ክልተ ባህርያት እኳ እንተለዎ ሓደ ፍቓድ ግን ኢዩ ዘለዎ ዝብል ሓሳብ ዝሓዘ ኢዩ።