ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት ግምቢ ዘብዐኛ
ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት
ግምቢ ዘብዐኛ
ትግርኛ
  • መጽሓፍ ቅዱስ
  • ሕታማት
  • ኣኼባታት

እግረ ጽሑፍ

a ዕሽሽ ተባሂሉ ዘይሕለፍ ካልእ ጕዳይ እውን ኣሎ:- ኣብቲ ሜክሲኮኣዊ ናሲምየንቶ እቲ ሕጻን “እቲ ቘልዓ ኣምላኽ” ተባሂሉ ኢዩ ዝጽዋዕ: እዚ ኸኣ ሕጻን ኰይኑ ናብ ምድሪ ዝመጸ ኣምላኽ ከም ዝዀነ ዝገልጽ ሓሳብ ኢዩ ዘለዎ። ይኹን እምበር: መጽሓፍ ቅዱስ ንየሱስ ኣብ ምድሪ እተወልደ ወዲ ኣምላኽ ገይሩ ኢዩ ዝገልጾ፣ ከምቲ ዅሉ ዝኽእል የሆዋ ኣምላኽ ኣይኰነን ነይሩ ወይ ድማ ማዕሪኡ ኣይነበረን። ነቲ ብዛዕባ እዚ ጕዳይ እዚ ኣብ ሉቃስ 1:⁠35፣ ዮሃንስ 3:⁠16፣ 5:⁠37፣ 14:⁠1, 6, 9, 28፣ 17:⁠1, 3፣ 20:⁠17 ተገሊጹ ዘሎ ሓቂ ኣብ ሓሳብካ ቋጽሮ።

ሕታማት ትግርኛ (1982-2025)
ውጻእ
እቶ
  • ትግርኛ
  • ስደድ
  • ኣማራጺታት
  • Copyright © 2026 Watch Tower Bible and Tract Society of Pennsylvania
  • ውዕል ኣጠቓቕማ
  • ፖሊሲ ምስጢራውነት
  • ግላዊ መሳርዕ
  • JW.ORG
  • እቶ
ስደድ