እግረ ጽሑፍ c ናይ ሓው ፋን ደር በይል ታሪኽ ህይወት እንተድኣ ደሊኻ ኣብ ናይ 1 ጥሪ 1998 ግምቢ ዘብዐኛ “ካብ ሓቂ ዝበልጽ ዋላ ሓንቲ የለን!” ኣብ ዝብል ኣርእስቲ ርአ።