እግረ ጽሑፍ b እቲ ዘሕዝን ግን ንጹሃት ክርስትያናት ካብቲ መምርሒ ኣምላኽ ዘይስዕብ ዘይኣማኒ ናይ ሓዳር ብጻዮም ብጾታዊ ርክብ ዝመሓላለፍ ሕማም ዝልከፍሉ ኣጋጣሚታት ኣሎ።