እግረ ጽሑፍ b ናይ 1 ሓምለ 1951 ግምቢ ዘብዐኛ (እንግሊዝኛ) እተለገሰ ደም ምትሕልላፍ ግቡእ ዘይኰነሉ ምኽንያት ብምግላጽ: ብዛዕባ እዚ ጕዳይ እዚ ንዝለዓል ቀንዲ ሕቶታት ትምልስ ኢያ።