እግረ ጽሑፍ
a ብመሰረት ዘ ኒው ብራውን-ድራይቨር-ብሪግስ-ጀሰኒዩስ ሄብሪው ኤንድ ኢንግሊሽ ለክሲኮን: (እንግሊዝኛ) እታ “ጽብቕቲ” ተባሂላ ተተርጒማ ዘላ ቸን እትብል ናይ እብራይስጢ ቃል ኣብዚ ኣሰዃዅዓ እዚ ‘ብቕርጽን ትርኢትን ውቁብ ወይ ምዕሩግ ምዃን’ ማለት ኢያ።