እግረ ጽሑፍ b እቲ ካልኣይ ወዲ ዳዊት ዝዀነ ኪልኣብ ከም እተወልደ ጥራይ ኢዩ ተጠቒሱ ዘሎ። ምናልባት ኣቤሴሎም እዚ ዕልዋ እዚ ቅድሚ ምግባሩ ሞይቱ ነይሩ ክኸውን ይኽእል ኢዩ።