እግረ ጽሑፍ a ሮቤል ቦኽሪ ወዱ ንያእቆብ ስለ ዝነበረ እቶም ብቖራሕ እተታለሉ ደቁ: እቲ ሌዋዊ ዝነበረ ሙሴ ኣብ ልዕሊኦም ናይ ምምሕዳር ስልጣን ስለ እተዋህቦ ቅሒሮም ነይሮም ክዀኑ ይኽእሉ ኢዮም።