እግረ ጽሑፍ a ዘ ኒው ኢንግሊሽ ባይብል ዝበሃል ናይ እንግሊዝኛ መጽሓፍ ቅዱስ ንመዝሙር 96:1 “ኣብ ምድሪ ዘለኹም ሰባት ኵሉኹም ንጐይታ ዘምሩ” ኢሉ ኢዩ ተርጒምዋ ዘሎ። ዘ ኮንተምፖራሪ ኢንግሊሽ ቨርሽን ዝበሃል ናይ እንግሊዝኛ መጽሓፍ ቅዱስ እውን “ነፍሲ ወከፍ ኣብዛ ምድሪ ዘሎ ንጐይታ ውዳሰ ይዘምር” ኢሉ ተርጒምዋ ኣሎ። ኢሳይያስ ‘ሓድሽ ምድሪ’ ክብል ከሎ እምበኣር ነቶም ናብ ዓዶም እተመልሱ ህዝቢ ኣምላኽ የመልክት ምንባሩ ርዱእ ኢዩ።