እግረ ጽሑፍ
c ናይ 1 ከምኡውን 15 ሕዳር 1962፣ 1 ታሕሳስ 1962፣ 1 ሕዳር 1990፣ 1 ለካቲት 1993፣ 1 ሓምለ 1994 ግምቢ ዘብዐኛ ርአ።
ዘገርም ድማ ፕሮፌሰር ኤፍ. ኤፍ. ብሩስ ብዛዕባ ሮሜ ምዕራፍ 13 ሓሳባት ክህብ ከሎ ከምዚ ኢሉ ጸሓፈ:- “ካብቲ ኣብ ከባቢኡ ዘሎ ትሕዝቶን: ካብቲ ጠቕላላዊ ትሕዝቶ ናይ ሃዋርያት ጽሑፋትን ክንርእዮ ከም እንኽእል: መንግስቲ ምስቲ ብመለኮታዊ መገዲ ዝቘመሉ ዕላማ ብምስምማዕ ጥራይ ኢዩ ምእዛዝ ክደሊ ዝኽእል—ብፍላይ ድማ ነቲ ንኣምላኽ ጥራይ ዝግባእ ምእዛዝ ክወስድ ምስ ዝፍትን ክትቃወሞ ትኽእል ኢኻ ጥራይ ዘይኰነስ ክትቃወሞ ግድን ኢዩ።”