እግረ ጽሑፍ
a ብዛዕባ ሓመድን እኽልን ዘጽንዕ ዋልተር ሲ. ላውደርሚልክ ብዛዕባ እቲ ከባቢ ካብ ዝገበሮ መጽናዕቲ (ነቲ ናይ ሕ.ሃ. ናይ መግብን ሕርሻን ውድብ ብምውካል) ከምዚ ኢሉ ይድምድም:- “እዛ ሃገር እዚኣ ሓደ ግዜ ልምዕቲ ገነት ኢያ ነይራ።” እቲ ናይ ኣየር ኵነታት “ካብ ግዜ ሮማውያን” ጀሚሩ ኣጸቢቑ ከም ዘይተለወጠ ከምኡውን “እቲ ነታ ሓደ ግዜ ዕንብብቲ ዝነበረት ሃገር ዝተክኣ ‘ምድረ በዳ’ ድማ ናይ ተፈጥሮ ዘይኰነስ ሰብ ዝገበሮ ከም ዝዀነ” እውን ኣመልኪቱ ኢዩ።