ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት ግምቢ ዘብዐኛ
ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት
ግምቢ ዘብዐኛ
ትግርኛ
  • መጽሓፍ ቅዱስ
  • ሕታማት
  • ኣኼባታት

እግረ ጽሑፍ

a ይኹን እምበር የሆዋ ይቕረ ንምባል ክውስን ከሎ ንኻልኦት ረቋሒታትውን ኣብ ግምት የእትዎም ኢዩ። ንኣብነት ሓደ በዳሊ ብዛዕባ ስርዓታት ኣምላኽ ገለ ዘይፈልጥ እንተድኣ ኾይኑ እቲ ዘይምፍላጡ ነቲ ክብደት ናይ ገበኑ ይንክዮ ኢዩ። የሱስ ነቶም ቀተልቱ ይቕረ ኽብለሎም ኢሉ ንኣቦኡ ክሓቶ ከሎ ብዛዕባ እቶም ኣብ ሞት ዘብጽሕዎ ሮማውያን ወተሃደራት ይዛረብ ከም ዝነበረ ንጹር ኢዩ። ንሱ ብሓቂ መን ምዃኑ ይፈልጡ ስለ ዘይነበሩ: ‘ዝገብርዎ አይፈልጡን ኢዮም ነይሮም።’ እቶም ክንየው እቲ መቕተልቲ ዝነበሩ መራሕቲ ሃይማኖት ግን ዝዓበየ ገበን ኢዮም ተሰኪሞም ንመብዛሕትኦም ድማ ይቕረ ክበሃለሎም ኣይከኣልን ኢዩ ነይሩ። — ዮሃንስ 11:​45-53፣ ምስ ግብሪ ሃዋርያት 17:⁠30

ሕታማት ትግርኛ (1982-2025)
ውጻእ
እቶ
  • ትግርኛ
  • ስደድ
  • ኣማራጺታት
  • Copyright © 2026 Watch Tower Bible and Tract Society of Pennsylvania
  • ውዕል ኣጠቓቕማ
  • ፖሊሲ ምስጢራውነት
  • ግላዊ መሳርዕ
  • JW.ORG
  • እቶ
ስደድ