እግረ ጽሑፍ c እታ፡ “ጽዩፋት ጣኦታት” ተባሂላ እትትርጐም ናይ እብራይስጢ ቓል ምስ “ፋንድያ” እትዛመድ ክትከውን ትኽእል እያ፣ ንዕቀት ንምግላጽ ከኣ ተገልግል።