እግረ ጽሑፍ
c እቲ ናና ዚብሃል ተባዕታይ ኣምላኽ፡ ሲን ተባሂሉ እውን ይፍለጥ እዩ። ተቐማጦ ኡር ንእተፈላለዩ ኣማልኽቲ ዜምልኹ እኳ እንተ ነበሩ፡ እቲ ኣብታ ኸተማ ዝነበረ ኣብያተ መቕደስን መሰውኢታትን ግና ብቐዳምነት ንዕኡ እተወፈየ እዩ ነይሩ።