እግረ ጽሑፍ a ኣብዚ ሓሳብ እዚ፡ ምስልታት ኪብሃል ከሎ፡ ስእልታትን ምስልታት ቅዱሳንን ሓወልትታትን ምልክታትን ዝዀነ ይኹን ኣኽቢርካ ዚርአ ነገራትን ዜጠቓልል እዩ።