ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት ግምቢ ዘብዐኛ
ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት
ግምቢ ዘብዐኛ
ትግርኛ
  • መጽሓፍ ቅዱስ
  • ሕታማት
  • ኣኼባታት
  • mrt ዓንቀጽ 107
  • የሱስ ንውግእ መወዳእታ ኺገብረሉ እዩ

ኣብዚ ዝመረጽካዮ፡ ቪድዮ ኣይተረኽበን።

እቲ ቪድዮ ኪኽፈት ኣይከኣለን።

  • የሱስ ንውግእ መወዳእታ ኺገብረሉ እዩ
  • ተወሳኺ ርእሰ ነገራት
  • ተመሳሳሊ ጽሑፍ
  • የሱስ ንድኽነት መወዳእታ ኺገብረሉ እዩ
    ተወሳኺ ርእሰ ነገራት
  • ንሲቭል ሰባት መን ኬድሕኖም እዩ፧—መጽሓፍ ቅዱስ እንታይ ይብል፧
    ተወሳኺ ርእሰ ነገራት
  • ፖለቲካ ኸፋፋሊ ዝዀነ ስለምንታይ እዩ፧—መጽሓፍ ቅዱስ እንታይ ይብል፧
    ተወሳኺ ርእሰ ነገራት
  • መንግስቲ ኣምላኽ ንየሱስ ኣገዳሲት ዝዀነት ስለምንታይ እያ፧
    መንግስቲ የሆዋ እትእውጅ ግምቢ ዘብዐኛ—2014
ዝያዳ ርአ
ተወሳኺ ርእሰ ነገራት
mrt ዓንቀጽ 107
ክልተ ቘልዑ ብሓደ ኾፍ ኢሎም፡ ናብቲ ኣብ ቅድሚኦም ዘሎ ብውግእ ዝዓነወ ፍርስራሳት የማዕድዉ።

AspctStyle/stock.adobe.com

የሱስ ንውግእ መወዳእታ ኺገብረሉ እዩ

የሱስ ኣብ ምድሪ ኸሎ ንደቂ ሰብ ዝነበረቶ ዓባይ ፍቕሪ ኣርእዩ እዩ፣ ህይወቱ ምእንታኦም መስዋእቲ ብምኽፋል ከኣ ነዛ ፍቕሪ እዚኣ ኣግሂድዋ እዩ። (ማቴዎስ 20:28፣ ዮሃንስ 15:13) ኣብ ቀረባ ግዜ እውን እዛ ፍቕሪ እዚኣ፡ ነቲ ኸም ንጉስ መንግስቲ ኣምላኽ መጠን ዘለዎ ስልጣን ተጠቒሙ፡ “ንውግእ ኣብ ብዘላ ምድሪ መወዳእታ ኺገብረሉ” ኸተለዓዕሎ እያ።—መዝሙር 46:9።

መጽሓፍ ቅዱስ ብዛዕባ እቲ የሱስ ኣብ መጻኢ ዚገብሮ ነገራት እንታይ ከም ዚብል ኣስተብህል፦

  • “ንዜእዊ ድኻን ረዳኢ ንዘይብሉ ትሑትን ኬናግፍ እዩ። ንትሑትን ንድኻን ኪድንግጸሎም፡ ህይወት ድኻታት ድማ ኬድሕን እዩ። ካብ ጭቈናን ካብ ዓመጻን ኬናግፎ . . . እዩ።”—መዝሙር 72:12-14።

ነቲ የሱስ ዝገበረልናን ነቲ ብሕጂ ዚገብረልናን ዘሎና ሞሳ ብኸመይ ነርኢ፧ ብዛዕባ እቲ ንሱ ዚሰብኮ ዝነበረ መልእኽቲ፡ ማለት ብዛዕባ “ብስራት መንግስቲ ኣምላኽ” ብዝያዳ ብምፍላጥ እዩ። (ሉቃስ 4:43) ከምኡ ንምግባር፡ ነታ “መንግስቲ ኣምላኽ እንታይ እያ፧” ዘርእስታ ዓንቀጽ ኣንብባ።

    ሕታማት ትግርኛ (1982-2025)
    ውጻእ
    እቶ
    • ትግርኛ
    • ስደድ
    • ኣማራጺታት
    • Copyright © 2026 Watch Tower Bible and Tract Society of Pennsylvania
    • ውዕል ኣጠቓቕማ
    • ፖሊሲ ምስጢራውነት
    • ግላዊ መሳርዕ
    • JW.ORG
    • እቶ
    ስደድ