ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት ግምቢ ዘብዐኛ
ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት
ግምቢ ዘብዐኛ
ትግርኛ
  • መጽሓፍ ቅዱስ
  • ሕታማት
  • ኣኼባታት
  • ijwcl ዓንቀጽ 26
  • “ክብርቲ ሉል” ረኺቦም

ኣብዚ ዝመረጽካዮ፡ ቪድዮ ኣይተረኽበን።

እቲ ቪድዮ ኪኽፈት ኣይከኣለን።

  • “ክብርቲ ሉል” ረኺቦም
  • መጽሓፍ ቅዱስ፡ ህይወት ሰባት ይቕይር
  • ተመሳሳሊ ጽሑፍ
  • ‘ሓንቲ ኽብርቲ ዕንቍ ምርካብ’
    መንግስቲ የሆዋ እትእውጅ ግምቢ ዘብዐኛ—2005
  • ሎሚ ነታ “ኽብርቲ ዕንቊ” ምስዓብ
    መንግስቲ የሆዋ እትእውጅ ግምቢ ዘብዐኛ—2005
  • ልብኻ ኣብ መንፈሳዊ መዛግብቲ ግበር
    መንግስቲ የሆዋ እትእውጅ ግምቢ ዘብዐኛ (መጽናዕቲ)—2017
  • ምሳሌታት መንግስቲ ኣምላኽ
    የሱስ—መገድን ሓቅን ህይወትን
ዝያዳ ርአ
መጽሓፍ ቅዱስ፡ ህይወት ሰባት ይቕይር
ijwcl ዓንቀጽ 26

መጽሓፍ ቅዱስ፡ ህይወት ሰባት ይቕይር

“ክብርቲ ሉል” ረኺቦም

መንግስቲ ኣምላኽ ንዅሉ ጸገማት ደቂ ሰብ ከም እትፈትሕ፡ የሱስ ምሂሩ እዩ። (ማቴዎስ 6:10) ኣብ ማቴዎስ 13:44-46፡ ሓቂ መንግስቲ ኣምላኽ ብዛዕባ ዘለዋ ዋጋ ዜጕልሓ እዘን ዚስዕባ ኽልተ ምሳሌታት መሲሉ ኣሎ፦

ስእልታት፦ የሱስ ኣብ ምሳሌታቱ ዝጠቐሶም ክልተ ሰባት። 1. ሓደ ሰብኣይ ኣብ ግራት ይዅዕት፡ በቲ ዝረኸቦ ድማ ይግረም። 2. ካልእ ሰብኣይ ፍሽኽ ኢሉ ንሓንቲ ሉል ይርእያ።
  • ሓደ ሰብ ኣብ ግራት እናዓየየ ኸሎ፡ ብሃንደበት ሕቡእ መዝገብ ረኸበ።

  • ሓደ ጽቡቕ ሉላት ዚደሊ ተጓዓዚ ነጋዳይ፡ ሓንቲ ኽብርቲ ሉል ረኸበ።

ክልቲኦም ሰባት ነቲ ኽቡር መዝገብ ንምጥራይ፡ ብታሕጓስ ዘለዎም ኵሉ ሸጡ። እዞም ሰባት እዚኦም ነቶም ንመንግስቲ ኣምላኽ ኣኽቢሮም ብምርኣዮም በረኸታ ንምርካብ ዓብዪ መስዋእቲ ዚኸፍሉ ሰባት የመልክቱ። (ሉቃስ 18:29, 30) ኣብዛ ቪድዮ እዚኣ፡ ታሪኽ ክልተ ሰባት ተዘንትዩ ኣሎ፣ እዞም ሰባት እዚኦም ከምቶም የሱስ ኣብ ምሳሌታቱ ዝጠቐሶም ሰባት ምዃኖም ኣርእዮም እዮም።

    ሕታማት ትግርኛ (1982-2025)
    ውጻእ
    እቶ
    • ትግርኛ
    • ስደድ
    • ኣማራጺታት
    • Copyright © 2026 Watch Tower Bible and Tract Society of Pennsylvania
    • ውዕል ኣጠቓቕማ
    • ፖሊሲ ምስጢራውነት
    • ግላዊ መሳርዕ
    • JW.ORG
    • እቶ
    ስደድ