ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት ግምቢ ዘብዐኛ
ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት
ግምቢ ዘብዐኛ
ትግርኛ
  • መጽሓፍ ቅዱስ
  • ሕታማት
  • ኣኼባታት
  • mwb23 መጋቢት ገጽ 14
  • ኣብ የሆዋ ተወከል—መዓስ፧

ኣብዚ ዝመረጽካዮ፡ ቪድዮ ኣይተረኽበን።

እቲ ቪድዮ ኪኽፈት ኣይከኣለን።

  • ኣብ የሆዋ ተወከል—መዓስ፧
  • ክርስትያናዊ ህይወትናን ኣገልግሎትናን—ደብተር ኣኼባ—2023
  • ተመሳሳሊ ጽሑፍ
  • ትዝክሮዶ፧
    መንግስቲ የሆዋ እትእውጅ ግምቢ ዘብዐኛ (መጽናዕቲ)—2021
  • ‘ብየሆዋ ኣምላኽካ እመን’
    ክርስትያናዊ ህይወትናን ኣገልግሎትናን—ደብተር ኣኼባ—2023
  • “ብዅሉ ዘመኑ” ምሉእ ብምሉእ ንየሆዋ ውፉይ ነበረ
    ብትብዓት ምስ ኣምላኽ ተመላለስ
  • “ዕዮኹም ዓስቡ ኺረክብ እዩ”
    መንግስቲ የሆዋ እትእውጅ ግምቢ ዘብዐኛ—2012
ዝያዳ ርአ
ክርስትያናዊ ህይወትናን ኣገልግሎትናን—ደብተር ኣኼባ—2023
mwb23 መጋቢት ገጽ 14

ኣብ ቃል ኣምላኽ ዚርከብ መዛግብቲ

ኣብ የሆዋ ተወከል—መዓስ፧

ኣሳ ዓብዪ ሰራዊት ንምስዓር ኣብ የሆዋ ተወኪሉ (2ዜና 14:9-12፣ w21.03 5 ¶12)

ኣሳ ጸኒሑ ዝነኣሰ ሰራዊት ንምስዓር ኣብ ኣሶራውያን ተኣሚኑ (2ዜና 16:1-3፣ w21.03 5 ¶13)

ኣሳ ብቐጻሊ ኣብ የሆዋ ስለ ዘይተወከለ ንየሆዋ ኣጕህይዎ እዩ (2ዜና 16:7-9)

ስእልታት፦ 1. ሓደ መንእሰይ ሓው ይጥመቕ። 2. እቲ መንእሰይ ኣብ ቅድሚ ተሌቭዥን ኮፍ ኢሉ ንኣየናይ መደብ ከም ዚርኢ ይመርጽ።

ህይወት ዚቕይር ውሳነታት ክንገብር ከለና፡ ኣብ የሆዋ ንውከል ንኸውን፣ ኣብ ካልእ እዋንከ፧ ኣብ ኵሉ መገድታትና ንየሆዋ ኸነስተብህለሉ ኣገዳሲ እዩ።—ምሳ 3:5, 6፣ w21.03 6 ¶14።

    ሕታማት ትግርኛ (1982-2025)
    ውጻእ
    እቶ
    • ትግርኛ
    • ስደድ
    • ኣማራጺታት
    • Copyright © 2026 Watch Tower Bible and Tract Society of Pennsylvania
    • ውዕል ኣጠቓቕማ
    • ፖሊሲ ምስጢራውነት
    • ግላዊ መሳርዕ
    • JW.ORG
    • እቶ
    ስደድ