ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት ግምቢ ዘብዐኛ
ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት
ግምቢ ዘብዐኛ
ትግርኛ
  • መጽሓፍ ቅዱስ
  • ሕታማት
  • ኣኼባታት
  • mwb20 ጥሪ ገጽ 3
  • ብዛዕባ እምነትካ ኽትገልጽ ትኽእልዶ፧

ኣብዚ ዝመረጽካዮ፡ ቪድዮ ኣይተረኽበን።

እቲ ቪድዮ ኪኽፈት ኣይከኣለን።

  • ብዛዕባ እምነትካ ኽትገልጽ ትኽእልዶ፧
  • ክርስትያናዊ ህይወትናን ኣገልግሎትናን—ደብተር ኣኼባ—2020
  • ተመሳሳሊ ጽሑፍ
  • ሓንቲ ኽኢላ መጥባሕቲ ዓጽሚ ብዛዕባ እምነታ ዝገለጸቶ
    ንቕሑ!—2013
  • ካልኦት ንፈጣሪና ከኽብርዎ ንሓግዞም
    ናይ መንግስቲ ኣገልግሎትና—1994
  • ፍጥረትዶ ወይስ ፍልቀት፧—1ይ ክፋል፦ ስለምንታይ እየ ብኣምላኽ ዝኣምን፧
    መንእሰያት ዚሓትትዎ
  • ካብ ፍጥረት ብዛዕባ የሆዋ ተምሃር
    መንግስቲ የሆዋ እትእውጅ ግምቢ ዘብዐኛ (መጽናዕቲ)—2023
ዝያዳ ርአ
ክርስትያናዊ ህይወትናን ኣገልግሎትናን—ደብተር ኣኼባ—2020
mwb20 ጥሪ ገጽ 3
ሓደ ሓው፡ ኣብ ስራሑ ኣብ ናይ ምሳሕ ዕረፍቶም ንሓደ ሰብኣይ ካብ መጽሓፍ ቅዱስ የንብበሉ።

ክርስትያናዊ ህይወት

ብዛዕባ እምነትካ ኽትገልጽ ትኽእልዶ፧

ሓደ ሰብ፡ ‘ስለምንታይ ኢኻ ኣብ ፍጥረት እትኣምን፧’ ኢሉ እንተ ዚሓትተካ፡ እንታይ ኢልካ ምመለስካ፧ ብምትእምማን ምእንቲ ኽትምልስ ክልተ ነገር ክትገብር ኣሎካ፦ ፈለማ፡ ፍጥረት ሓቂ ኸም ዝዀነ መርሚርካ ኽትፈልጥ የድልየካ። (ሮሜ 12:1, 2) ድሕሪኡ፡ ብዛዕባ እምነትካ ንኻልእ ብኸመይ ከም እትገልጽ ክትሓስብ ኣሎካ።—ምሳ 15:28።

ገሊኦም ስለምንታይ ኣብ ፍጥረት ከም ዚኣምኑ ንምፍላጥ ነተን ሓንቲ ኽኢላ መጥባሕቲ ዓጽሚ ብዛዕባ እምነታ ዝገለጸቶ ኸምኡ እውን ሓደ ኽኢላ ስነ እንስሳ ብዛዕባ እምነቱ ዝገለጾ ዘርእስተን ቪድዮታት ርኣየን እሞ፡ ድሕሪኡ ነዚ ዚስዕብ ሕቶታት መልሶ፦

  • ስነ ቕርጺ ብርኪ ወዲ ሰብ።

    ኢሪን ሆፍ ሎራንሶ ኣብ ክንዲ ብፍልቀት፡ ብፍጥረት ክትኣምን ዝኸኣለት ስለምንታይ እያ፧

  • ያሮስላቭ ዶቫኒች።

    ያሮስላቭ ዶቫኒች ኣብ ክንዲ ብፍልቀት፡ ብፍጥረት ኪኣምን ዝኸኣለ ስለምንታይ እዩ፧

  • ስለምንታይ ኣብ ፍጥረት ከም እትኣምን ንሓደ ሰብ ብኸመይ ምገለጽካሉ፧

  • ኣምላኽ ንዅሉ ነገራት ከም ዝፈጠሮ መርሚርካ ኽትፈልጥን ንኻልኦት ክትሕግዝን፡ ውድብ የሆዋ ዘዳለወቶ እንታይ ብቛንቋኻ ዚርከብ ናውቲ ሓጊዙካ፧

    ሕታማት ትግርኛ (1982-2025)
    ውጻእ
    እቶ
    • ትግርኛ
    • ስደድ
    • ኣማራጺታት
    • Copyright © 2026 Watch Tower Bible and Tract Society of Pennsylvania
    • ውዕል ኣጠቓቕማ
    • ፖሊሲ ምስጢራውነት
    • ግላዊ መሳርዕ
    • JW.ORG
    • እቶ
    ስደድ