ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት ግምቢ ዘብዐኛ
ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት
ግምቢ ዘብዐኛ
ትግርኛ
  • መጽሓፍ ቅዱስ
  • ሕታማት
  • ኣኼባታት
  • sjj መዝሙር 48
  • ምስ የሆዋ ንመላለስ

ኣብዚ ዝመረጽካዮ፡ ቪድዮ ኣይተረኽበን።

እቲ ቪድዮ ኪኽፈት ኣይከኣለን።

  • ምስ የሆዋ ንመላለስ
  • ንየሆዋ ‘ብታሕጓስ ዘምሩሉ’
  • ተመሳሳሊ ጽሑፍ
  • መዓልታዊ ምስ የሆዋ ምምልላስ
    ንየሆዋ ዘምሩሉ
  • ተመላለስ ምስ ኣምላኽካ!
    ንየሆዋ ‘ብታሕጓስ ዘምሩሉ’
  • ምስ ኣምላኽ ክትመላለስ ዲኻ፧
    መንግስቲ የሆዋ እትእውጅ ግምቢ ዘብዐኛ—2005
  • ምስ ኣምላኽ ንምምልላስ ዝውሰድ ናይ መጀመርታ ስጕምትታት
    መንግስቲ የሆዋ ይእውጅ ግምቢ ዘብዐኛ—1998
ዝያዳ ርአ
ንየሆዋ ‘ብታሕጓስ ዘምሩሉ’
sjj መዝሙር 48

መዝሙር 48

ምስ የሆዋ ንመላለስ

ብወረቐት ኣብ እተሓትመ

(ሚክያስ 6:8)

  1. 1. ወትሩ ኢድ ኣቦና ሒዝና፣

    ንመላለስ ’ወ ብትሕትና።

    ብመገዱ እንተ ኼድና፡

    ጸጋ ኣምላኽ ይብርክተልና።

    ኣምላኽ ኣዳልዩልና ኣሎ፡

    ምስኡ ኽንመላለስ፣

    ሃየ፡ ርእስና ንወፊ፡

    ንፈጣሪና ’ቲ ቕዱስ።

  2. 2. ኣብዚ ሰይጣን ዚገዝኣሉ፣

    መወዳእታ ዝቐረበሉ፣

    ተጻብኦ ይገጥመና፡

    ንኼጃጁ፡ ’ወ ንኼሕለሉ።

    የሆዋ ግን ይህብ ዕቝባ፡

    ኣብኡ ’ተ ተወኪልና።

    ንዘልኣለም ንወድሶ፡

    ነፍቅሮ’ውን ካብ ልብና።

  3. 3. ኣምላኽ ኣዳልዩ ሓገዙ፡

    ብመንፈሱ ድማ ብቓሉ፣

    ብዙሕ እዩ ዚረድኣና፡

    ብጉባኤ እውን ኣቢሉ።

    ምስ የሆዋ እንተ ኼድና፡

    ይምህረና ቕንዕና፡

    ንፈቱ ተኣማንነት፡

    ንመላለስ ብትሕትና።

(ዘፍ. 5:24፣ 6:9፣ 1 ነገ. 2:3, 4 እውን ርአ።)

    ሕታማት ትግርኛ (1982-2025)
    ውጻእ
    እቶ
    • ትግርኛ
    • ስደድ
    • ኣማራጺታት
    • Copyright © 2026 Watch Tower Bible and Tract Society of Pennsylvania
    • ውዕል ኣጠቓቕማ
    • ፖሊሲ ምስጢራውነት
    • ግላዊ መሳርዕ
    • JW.ORG
    • እቶ
    ስደድ