ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት ግምቢ ዘብዐኛ
ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት
ግምቢ ዘብዐኛ
ትግርኛ
  • መጽሓፍ ቅዱስ
  • ሕታማት
  • ኣኼባታት
  • sjj መዝሙር 18
  • ነቲ በጃ ዘሎና ምስጋና

ኣብዚ ዝመረጽካዮ፡ ቪድዮ ኣይተረኽበን።

እቲ ቪድዮ ኪኽፈት ኣይከኣለን።

  • ነቲ በጃ ዘሎና ምስጋና
  • ንየሆዋ ‘ብታሕጓስ ዘምሩሉ’
  • ተመሳሳሊ ጽሑፍ
  • ነቲ በጃ ዘሎና ምስጋና
    ንየሆዋ ዘምሩሉ—ሓድሽ መዝሙራት
  • ፍቑር ወድኻ ሂብካ
    ንየሆዋ ‘ብታሕጓስ ዘምሩሉ’
  • ናይ ዘልኣለም ሓጐስ
    ንየሆዋ ‘ብታሕጓስ ዘምሩሉ’
  • ሓደ ወድኻ ሂብካ
    ንየሆዋ ዘምሩሉ—ሓድሽ መዝሙራት
ዝያዳ ርአ
ንየሆዋ ‘ብታሕጓስ ዘምሩሉ’
sjj መዝሙር 18

መዝሙር 18

ነቲ በጃ ዘሎና ምስጋና

ብወረቐት ኣብ እተሓትመ

(ሉቃስ 22:20)

  1. 1. ሎሚ፡ የሆዋ

    እነና ኣብ ቅድሜኻ፡

    ኣርኢኻና ኢኻ’ሞ

    መስተንክር ፍቕርኻ።

    ፍቑር ወድኻ’ውን

    ሰዊእካ ስለና፡

    መወዳድርቲ ዘይብሉ

    ውህበት ሂብካና።

    (ኣዝማች)

    በጃ ዀይኑ ንሓርነት፡

    ደሙ ሂቡ ንናጽነት።

    ልባዊ ምስጋና ይብጻሕካ፡

    ኦ ወሃብ ህይወት።

  2. 2. ብፍቓዱ የሱስ

    ከፊሉ ህይወቱ፡

    ብፍቕሪ ተደሪኹ

    ምእንታና ሞይቱ።

    ብዘይ ተስፋ ንነብር

    ኔርና ኣብ ጸልማት፡

    ሕጂ ግን ክንብሎ ኢና

    ደሓን ኩን ንሞት።

    (ኣዝማች)

    በጃ ዀይኑ ንሓርነት፡

    ደሙ ሂቡ ንናጽነት።

    ልባዊ ምስጋና ይብጻሕካ፡

    ኦ ወሃብ ህይወት።

(እብ. 9:13, 14፣ 1 ጴጥ. 1:18, 19 እውን ርአ።)

    ሕታማት ትግርኛ (1982-2025)
    ውጻእ
    እቶ
    • ትግርኛ
    • ስደድ
    • ኣማራጺታት
    • Copyright © 2026 Watch Tower Bible and Tract Society of Pennsylvania
    • ውዕል ኣጠቓቕማ
    • ፖሊሲ ምስጢራውነት
    • ግላዊ መሳርዕ
    • JW.ORG
    • እቶ
    ስደድ