ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት ግምቢ ዘብዐኛ
ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት
ግምቢ ዘብዐኛ
ትግርኛ
  • መጽሓፍ ቅዱስ
  • ሕታማት
  • ኣኼባታት
  • g19 ቍ. 1 ገጽ 16
  • ብዛዕባ እዚ ዚስዕብ ሓሲብካዶ ትፈልጥ፧

ኣብዚ ዝመረጽካዮ፡ ቪድዮ ኣይተረኽበን።

እቲ ቪድዮ ኪኽፈት ኣይከኣለን።

  • ብዛዕባ እዚ ዚስዕብ ሓሲብካዶ ትፈልጥ፧
  • ንቕሑ!—2019
  • ተመሳሳሊ ጽሑፍ
  • ንቐንዲ ገጽ JW.ORG ኣብ ኣገልግሎትካ ተጠቐመሉ
    ክርስትያናዊ ህይወትናን ኣገልግሎትናን—ደብተር ኣኼባ—2023
  • ቅዳሓት ኣውድዮ—ብኸመይ ከም እትጥቀመሉ
    ናይ መንግስቲ ኣገልግሎትና—2015
  • ብዛዕባ መገዲ ሓጐስ ተወሳኺ ሓበሬታ ርኸብ
    ንቕሑ!—2018
  • ንኣገዳሲ ሕቶታት ህይወት ኣበይ መልሲ ኽንረኽበሉ ንኽእል፧
    ንኣገዳሲ ሕቶታት ህይወት ኣበይ መልሲ ኽንረኽበሉ ንኽእል፧
ዝያዳ ርአ
ንቕሑ!—2019
g19 ቍ. 1 ገጽ 16

ብዛዕባ እዚ ዚስዕብ ሓሲብካዶ ትፈልጥ፧

ኣቦን ወድን ኣብ jw.org ይርእዩ
  • ኣምላኽ ዚሓልየልና እንተ ዀይኑ፡ እከይን መከራን ንነዊሕ ግዜ ኪቕጽል ዝፈቐደ ስለምንታይ እዩ፧

  • ኣብ ዳሕሮት መዓልትታት ንነብር ከም ዘለና ኸመይ ጌርና ርግጸኛታት ክንከውን ንኽእል፧

  • መጽሓፍ ቅዱስ ብዛዕባ መንግስቲ ኣምላኽ ዘተስፈዎ ተስፋታት ከም ዚፍጸም ከመይ ጌርና ንፈልጥ፧

  • መጽሓፍ ቅዱስ ሕጂ ኣብ ህይወትና ጥበባዊ ውሳነታት ንምግባር ኪሕግዘና ይኽእል ድዩ፧

ፈጣሪና ስለ ዜፍቅረና፡ ነዚ ሕቶታት እዝን ንሓያሎ ኻልእን መልሲ ሂቡና እዩ። ነቲ መልሲ እቲ ንምርካብ፡ ናብቲ ኣብ መጽሓፍ ቅዱሳዊ ትምህርቲ ዜተኵር www.jw.org ዚብሃል ወብሳይትና እቶ።

ኣብቲ ወብሳይት ከኣ፡ ንጥፈታትን ዓንቀጻትን ቅዳሓት ኣውድዮን ቪድዮን ቃለ መጠይቓትን በብዓይነቱ ጽሑፋትን መጽሓፍ ቅዱስን ክትረክብ ኢኻ። ኵሉ ብናጻ እዩ፡ ምስኡ እተተሓሓዘ ግዴታ እውን የብሉን።

    ሕታማት ትግርኛ (1982-2025)
    ውጻእ
    እቶ
    • ትግርኛ
    • ስደድ
    • ኣማራጺታት
    • Copyright © 2026 Watch Tower Bible and Tract Society of Pennsylvania
    • ውዕል ኣጠቓቕማ
    • ፖሊሲ ምስጢራውነት
    • ግላዊ መሳርዕ
    • JW.ORG
    • እቶ
    ስደድ