ትሕዝቶ
ታሕሳስ 2015
© 2015 Watch Tower Bible and Tract Society of Pennsylvania
3-7 ገበር
10 ዓሳ ኣንበሪ እነዉ!
ኣብ ኢንተርነት ዚርከብ
ቪድዮታት
ካሌብን ሶፍያን ንኻልኦት ህያባት ኪህቡ ኸለዉ ኽሳዕ ክንደይ ሕጉሳት ከም ዚዀኑ ርአ።
(ብእንግሊዝኛ ዚርከብ። ኣብ ትሕቲ BIBLE TEACHINGS > CHILDREN ርአ)
ጄምስ ሪያን ጽሙም ኰይኑ እዩ ተወሊዱ፣ ጸኒሑ ድማ ዕዉር ኰነ። ብሓገዝ ስድራ ቤቱን ፈተውቱን፡ ካብቲ ዝሰኣኖ ነገራት እቲ ዝረኸቦ ዚበዝሐ ዀይኑ ዚስምዖ ስለምንታይ ምዃኑ ርአ።
(ብእንግሊዝኛ ዚርከብ። ኣብ ትሕቲ ABOUT US > ACTIVITIES ርአ)