ትሕዝቶ
ጥሪ 2013
© 2013 Watch Tower Bible and Tract Society of Pennsylvania. All rights reserved.
ገበር፦ ኣብዛ ንጥቕሚ ርእሳ እተቐድም ዓለም፡ ሓለይቲ ውሉዳት ምዕባይ 8-11
ኣብ ኢንተርነት ዚርከብ
ዝባጽሑ
መንእሰያት ዚሓትዎ
ንጾታዊ ምሽጋር ብኸመይ ክዋጽኣሉ እኽእል፧
ኮሪታ፡ “ኣብ ማእከላይ ደረጃ ቤት ትምህርቲ ኸለኹ፡ ገሊኦም ኣወዳት ነቲ ናይ ድሕሪት መትሓዝ ጡበይ እናጐተቱ፡ ኣጸያፊ ነገራት ይዛረቡኒ ነበሩ፣ ምሳታቶም ጾታዊ ርክብ እንተ ፈጺመ ብዝያዳ ኸም ዝሕጐስ ከኣ ይነግሩኒ ነበሩ” በለት። ንስኺ እንተ ትዀኒ እንታይ ምገበርኪ፧ ንጾታዊ ምሽጋር ብኸመይ ከም እትዋጽኣሉ እንተ ፈሊጥካ፡ ኬቋርጽ ይኽእል እዩ።
(ብእንግሊዝኛ ዚርከብ። ኣብ ትሕቲ “ባይብል ቲቺንግስ/ቲንኤጀርስ” ርአ)
ቈልዑ
ስእላዊ ንጥፈታት
ነታ ስእሊ ኣራጊፍካ ሕተማ። ምስ ውሉድካ ዄንካ ድማ ነቲ ንጥፈት ስርሓዮ። እቲ ብዛዕባ ገጸ ባህርያት መጽሓፍ ቅዱስን ብዛዕባ ስነ ምግባራዊ ስርዓታትን ዘለዎም ፍልጠት ንኺሰፍሕ ሓግዞም።
(ብእንግሊዝኛ ዚርከብ። ኣብ ትሕቲ “ባይብል ቲቺንግስ/ችልድረን” ርአ)