ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት ግምቢ ዘብዐኛ
ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት
ግምቢ ዘብዐኛ
ትግርኛ
  • መጽሓፍ ቅዱስ
  • ሕታማት
  • ኣኼባታት
  • mrt ዓንቀጽ 5
  • መደብ ንባብ መጽሓፍ ቅዱስ

ኣብዚ ዝመረጽካዮ፡ ቪድዮ ኣይተረኽበን።

እቲ ቪድዮ ኪኽፈት ኣይከኣለን።

  • መደብ ንባብ መጽሓፍ ቅዱስ
  • ተወሳኺ ርእሰ ነገራት
  • ተመሳሳሊ ጽሑፍ
  • ንባብ መጽሓፍ ቅዱስ ብዝያዳ ባህ ዘብል ክገብሮ ዝኽእል ብኸመይ ኢየ፧
    ንቕሑ!—2002
  • ክለሳ 1ይ ክፋል
    ንዘለኣለም ብህይወት ንበር!—ኣሳታፊ ትምህርቲ መጽሓፍ ቅዱስ
  • ኣባላት ስድራቤት ጽንዓት መጽሓፍ ቅዱስ ኣብ ምግባር ምሉእ ግደ ንኽህልዎም ብኸመይ ከም ዝተሓባበሩ
    ናይ መንግስቲ ኣገልግሎትና—1999
  • ናይ 2002 ቲኦክራሲያዊ ኣገልግሎት ቤት ትምህርቲ መደብ
    ናይ መንግስቲ ኣገልግሎትና—2001
ዝያዳ ርአ
ተወሳኺ ርእሰ ነገራት
mrt ዓንቀጽ 5
ሓንቲ ሰበይቲ ነቲ ኣብ jw.org ዚርከብ መደብ ንባብ መጽሓፍ ቅዱስ ትርኢ

መደብ ንባብ መጽሓፍ ቅዱስ

መጽሓፍ ቅዱስ ኣብ ህይወትና ኺሕግዘና ዚኽእል ብሉጽ ዝዀነ ጥበብ ሒዙ ኣሎ። ንመጽሓፍ ቅዱስ ኣዘውቲርካ እንተ ኣንቢብካዮን እንተ ኣስተንቲንካሉን ነቲ ዘንበብካዮ ድማ ኣብ ተግባር እንተ ኣውዒልካዮን “መገድኻ ኪቐንዓካ እዩ።” (እያሱ 1:8፣ መዝሙር 1:1-3) ብተወሳኺ፡ ንኣምላኽን ንወዱ የሱስን ክትፈልጦም ኢኻ፡ ንዓታቶም ምፍላጥካ ድማ ናብ ድሕነት ኪመርሓካ እዩ።—ዮሃንስ 17:3።

መደብ ንባብ መጽሓፍ ቅዱስ

እሞ ደኣ መጽሓፍ ቅዱስ ከተንብብ ከለኻ ነየናይ መስርዕ ኢኻ ኽትስዕብ ዘሎካ፧ ብዙሕ ኣማራጺታት ኣሎካ። እዚ መደብ ንባብ መጽሓፍ ቅዱስ እዚ፡ ንመጻሕፍቲ መጽሓፍ ቅዱስ በቲ ኣብኡ ተዘርዚሩሉ ዘሎ መስርዕ ወይ ከኣ ብርእሰ ነገር ከተንብቦ ይሕግዘካ እዩ። ንኣብነት፡ ኣምላኽ ምስ ጥንታዊት እስራኤል ብዛዕባ ዝነብሮ ርክብ ዚገልጽ ታሪኽ ዝሓዘ እተወሰነ ኽፋል ከተንብብ ትኽእል ኢኻ። ብዛዕባ ኣመሰራርታን ዕቤትን ክርስትያናዊት ጉባኤን ክትፈልጥ እንተ ደሊኻ ድማ ኣብ ካልእ ኽፋል ከተንብብ ትኽእል ኢኻ። ኣብ መዓልቲ ነተን እተመደባ ምዕራፋት እንተ ኣንቢብካየን፡ ኣብ ውሽጢ ሓደ ዓመት ንመጽሓፍ ቅዱስ ብምሉኡ ኣንቢብካ ኽትውድኦ ኢኻ።

መጽሓፍ ቅዱስ መዓልቲ መዓልቲ ኸተንብብ፡ ንሓደ ዓመት ዚኸውን መደብ ንባብ መጽሓፍ ቅዱስ ከተውጽእ፡ ወይ ንፈለማ እዋን ስሩዕ ንባብ መጽሓፍ ቅዱስ ክትገብር እንተ ደሊኻ፡ እዚ መደብ እዚ ኺሕግዘካ እዩ። እምበኣር፡ ነዚ ኺሕተም ዚኽእል መደብ ንባብ መጽሓፍ ቅዱስ ኣራጊፍካ ሎሚ ኸተንብብ ጀምር።

ኣራግፍ

    ሕታማት ትግርኛ (1982-2025)
    ውጻእ
    እቶ
    • ትግርኛ
    • ስደድ
    • ኣማራጺታት
    • Copyright © 2026 Watch Tower Bible and Tract Society of Pennsylvania
    • ውዕል ኣጠቓቕማ
    • ፖሊሲ ምስጢራውነት
    • ግላዊ መሳርዕ
    • JW.ORG
    • እቶ
    ስደድ